ስራሕ ድለያ
ስራሕ ምድላይ ወይ ስራሕ ለውጢ ምድላይ?
ማእኸል ሃፍቲ ስራሕ ኣብ ባንፍ ሓዱሽ ስራሕ ንኽደልዩ ክሕግዞም እዩ።
ካብ ሃገረ ካናዳ ወፃኢ ተማሂሮም ወይ ስልጠና ወሲዶም ይፈልጡ ዶ?
ትምህርቲኦም ተቐባልነት ንኽረክብን በዚ ስራሕ ቁፅር ንምርካብ ክንሕግዞም ንኽእል ኢና።
ግልጋሎታት ነፃን ብቋንቋ ኢንግሊዘኛን ፈረንሳይኛን ድማ ይወሃቡ።
ናበይ ክኸዱ ይደልዩ:
ማእኸል ምንጪ ስራሕ፣
304 ጐደና ካሪቡ፣ ካልኣይ ደርቢ
ደንቢታት ቁፅር
ኣብ ሃገረ ካናዳ ኩሎም ሰራሕተኛታት መሰል ኣለዎም
ከም መጠን ሰራሕተኛ መሰላትን ሓላፊነትን ኣለዎም።
ኣብ ኣልበርታ ተግባራዊ ዝኾኑ ሕጊታት ይፍለጡ:
ዝነኣሰ መጠን ክፍሊት፣ በዓላት፣ ካብ ስራሕ ምውጻእ፣ ናይ ስራሕ ሰዓታት፣ መሃያ፣ መናእሰይ ሰራሕተኛታት፣ ካብ ስራሕ ምስንባትን ካልኦትን።
ናበይ ክኸዱ ይደልዩ:
ስታንዳርድታት ስራሕ ቁፅር
ማእከል ሓበሬታ
1.877.427.3731 (Toll Free)
Temporary Foreign Workers Helpline
1.877.944.9955 (Toll Free)